• Home
  • Eritrea
  • Ethiopia
  • World News
  • Health
  • Science & Tech
  • About US
    • Privacy Policy
    • TERMS AND CONDITIONS
    • COOKIES POLICY
    • DISCLAIMER
    • COPYRIGHT INFRINGEMENT
    • Contact Us
Facebook Twitter Instagram
  • COOKIES POLICY
  • COPYRIGHT INFRINGEMENT
  • DISCLAIMER
  • TERMS AND CONDITIONS
Facebook Twitter Instagram YouTube
Eritrean Media Network Eritrean Media Network
  • Home
  • Eritrea

    ፕረዚደንት ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ተሰንዩ ኣብ ከተማ ባጽዕ ዑደት ኣካዪዱ።

    July 11, 2022

    ማሕበር ምትሕግጋዝ ተጋደልቲ ዛራ፡ ንተኣለይቲ ሓርበኛታት ስንኩላን እንግዶት ገይሮም።

    July 11, 2022

    ኣብ ንኡስ ዞባታት ሃይኮታን ፎርቶ-ሳዋን፡ ንስድራ ስዉኣትን ጽጉማት ወገናትን ሓገዝ ተገይሩ።

    July 11, 2022

    3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ።

    July 11, 2022

    ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ኣብ ምክልኻል ገበናትን በደላትን ተራአን ክዕዝዛ ጸዊዑ።

    July 11, 2022
  • Ethiopia

    ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዘተ ሰላም ንምዝርራብ ናብ ኢትዮጵያ ከምርሕ’ዩ

    July 25, 2022

    ኣባላት ናይ’ቲ ናብ ክልል ሶማል ኢትዮጵያ ሰሊኹ ዝኣተወ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ተደምሲሶም

    July 25, 2022

    ኣብ ኣዲስኣበባ መጥቃዕቲ ክፍጽሙ ሓሲቦም ዝነበሩ ኣባላት ሓያሎ ሽበራውያን ጉጅለታት ተታሒዞም

    July 23, 2022

    ንግዳም ክውጽእ ዝተሓስበ ዋጋ ልዕሊ 33 ሚልዮን ብር ዘይሕጋዊ ወርቅን ባጤራታት ወጻእን ተታሒዙ

    July 23, 2022

    ኣቶ ኦርዲን በድሪ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዘራሪቡ

    July 23, 2022
  • World News

    መስርሕ ምጽንባር ኣርባዕተ ዞባታት ዩክረይን ናብ ሩስያ ተኻይዱ

    September 30, 2022

    መክሲኮ፡ ዝበዘሐ ቅትለት ተጣበቕቲ ኣከባቢ ዝረኣየላ ሃገር

    September 29, 2022

    ኣመሪካ፡ ዝርዝር ንዩክረይን ዝተወሃበ ዓይነት ኣጽዋር ሓቢራ

    September 29, 2022

    ሩስያ፡ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ትጽውዕ

    September 29, 2022

    ወተሃደራዊት ሄሊኮፕተር ኡጋንዳ ኣብ ምብራቓዊ ኮንጐ ትወድቕ

    September 29, 2022
  • Health

    ብሪጣንያ፡ ኣብ ውሽጢ 15 ዓመት ቊጽሪ ሕሙማት ሽኮርያ ብዕጽፊ ወሲኹ

    May 12, 2021

    ውሑድ ዓቐን ኣልኮላዊ መስተ ካብ ሕማም ልቢ ክከላኸል ይኽእል እዩ ተባሂሉ

    May 9, 2021

    ኣሕምልቲ ምምጋብ ካብ ሕማም ልቢ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ የዕቢ ተባሂሉ

    May 7, 2021

    ብዙሕ ወይ ውሑድ ድቃስ፡ ሓደጋ ሕማም ልቢ የኸትል

    May 6, 2021

    ክብደት ንምቕናስ፡ ቀስ ኢልካ ምብላዕ

    April 2, 2021
  • Science & Tech

    ትካል ማይክሮሶፍት፡ ናይ 21.9 ቢልዮን ጨረታ ይዕወት

    April 2, 2021

    ብሪጣንያ፡ ኣባላት ጒጅለ-7 ኣብ ዲጂታላዊ ውድድር ሓባራዊ መረዳእታ ክህሉ ትደሊ

    March 1, 2021

    ጎግል፡ ንመስራቲት ኣሃዱ ስነ-ምግባር ኣርቲፊሻዊ ብልሒ ካብ ስራሕ ኣባሪሩ

    February 22, 2021

    ናሳ፡ ኣብ ማርስ ሮቦት የዕሊቡ

    February 19, 2021

    ኣውስትራልያ፡ ዘይምቅዳው መንግስትን ዓርሞሸሽ ትካላት ተክኖሎጂን

    February 19, 2021
  • About US
    • Privacy Policy
    • TERMS AND CONDITIONS
    • COOKIES POLICY
    • DISCLAIMER
    • COPYRIGHT INFRINGEMENT
    • Contact Us
Subscribe
Eritrean Media Network Eritrean Media Network
Home»World News»ሩስያ፡ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ትጽውዕ

ሩስያ፡ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ትጽውዕ

0
By Admin on September 29, 2022 World News

መንግስቲ ሩስያ፡ ኣብ ልዕሊ ሻንቢቆ መተሓላለፊ ባህሪያዊ ጋዝ ብፍላጥ ከም ዝተገበረ ድሕሪ ዝተገመተ መጥቃዕቲ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ከም ዝጸወዐት ማዕከን ዜና ኣርቲ ገሊጻ።

ኣፈኛ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሩስያ ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ፡ መንግስቲ ሩስያ፡ ኣብ ልዕሊ’ቲ ብኖርድ ስትሪም ሓደን ክልተን ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ኣኼባ ከም ዝጸወዐት ምሕባራ ተፈሊጡ።

መንግስታት ሽወደንን ደንማርክን ድሮ ኣብ ልዕሊ’ቲ ሻንቢቆታት ኣብ ትሕቲ ባሕሪ ኣብ ዝርከብ ክፋሉ ዓቢ ጒድኣት ወሪዱ ከም ዘሎ ምግላጸን ተሓቢሩ።

ተግባሪ እቲ መጥቃዕቲ መን ምዃኑ’ኳ ብወግዒ ኣይፈለጥ፡ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ፖላንድ ግን ኣብ ትዊተር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ ንኣመሪካ ነቲ ሻንቢቆ ምዕናዋ ዘመስግን ጽሑፍ ከም ዝዘርገሐ ተነጺሩ ኣሎ።

Admin

Related Posts

መስርሕ ምጽንባር ኣርባዕተ ዞባታት ዩክረይን ናብ ሩስያ ተኻይዱ

September 30, 2022

መክሲኮ፡ ዝበዘሐ ቅትለት ተጣበቕቲ ኣከባቢ ዝረኣየላ ሃገር

September 29, 2022

ኣመሪካ፡ ዝርዝር ንዩክረይን ዝተወሃበ ዓይነት ኣጽዋር ሓቢራ

September 29, 2022

ወተሃደራዊት ሄሊኮፕተር ኡጋንዳ ኣብ ምብራቓዊ ኮንጐ ትወድቕ

September 29, 2022
Add A Comment

Comments are closed.

© 2023 Eritrean Media Network
  • COOKIES POLICY
  • COPYRIGHT INFRINGEMENT
  • DISCLAIMER
  • TERMS AND CONDITIONS

Type above and press Enter to search. Press Esc to cancel.