ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ሎሚ 11 ሓምለ – ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ወግዓዊ ዑደቱ ኣብ ኤርትራ፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ…
Browsing: Eritrea
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ናይ ዝነጥፍ ‘ማሕበር ምትሕግጋዝ ተጋደልቲ ዛራ’ ኣባላትን ስድራ-ቤቶምን፡ ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ…
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባታት ሃይኮታን ፎርቶ-ሳዋን፡ ንስድራ ስዉኣትን ጽጉማት ወገናትን ዓይነታውን ገንዘባውን ሓገዝ ተገይሩ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪላት ኤሪና፡…
ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 3 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ኣድራሻኦም ድማ፡ ሓደ ኣኽሪያ፡ ሓደ…
ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገበን ሓራ ብምዃን፡ ኣብ ምክልኻሉ ከምኡ’ውን ኣብ ምቅላዕ ገበነኛታት ተራአን ከዕዝዛ፡ ፖሊስ ዞባ ማእከል ጸዊዑ። ኣዛዚ…
ኣብ ኤርትራ ናይ 4 መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ዝፍጽም ዘሎ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ትማሊ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተሰንዩ፡ ኣብ…
ኣብ ሆስፒታል ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ካብ ንኡስ ዞባታት ሰንዓፈ፡ ዓዲ-ቐይሕ፡ ጸሮና፡ ማይ-ዓይኒ፡ ሰገነይትን ፎሮን ንዝመጹ 148 ዜጋታት መጥባሕቲ…
ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ብዕድመ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ – ኣብ ኤርትራ ናይ 4 መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡…
ዒድ ኣልኣድሓ ኣልሙባረክ ናይ 1443 ሂጅርያ፡ ሎሚ 9 ሓምለ 2022 ብኽብ ዝበለ መዓርግ ተባዒሉ። ኣብ ኣስመራ – ሜዳ ባሕቲ-መስከረም ኣብ…
ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 9 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ’ሎ። ኣድራሻኦም ድማ፡ 7 ካብ…