ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር፡ ኲናት ሓድሕድ’ታ ሃገር ንኸብቅዕ ክግበር ብዛዕባ ዝሕሰብ ዘሎ ዘተ-ሰላም ንምዝርራብ ናብ ኢትዮጵያ…
Browsing: Ethiopia
ቅድሚ ራብዕቲ ብመንገዲ ‘ኣቶ’ ዝብሃል ቦታ ናብ ክልል ሶማል፡ ዞን ኣፍዴር፡ ሰሊኹ ዝኣተወ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ‘ሁልሁል’ ኣብ ዝበሃል ከባቢ…
ናብ ከተማ ኣዲስኣበባ ሰሊኾም ብምእታው ሽበራዊ መጥቃዕቲ ክፍጽሙ ሓሲቦም ዝነበሩ ልዕሊ 450 ኣባላት ዝተፈላለያ ሽበራውያን ጉጅለታት ብሓይልታት ጸጥታ ኣብ ትሕቲ…
ካብ ሕጊ ወጻኢ ካብ ሃገር ክወጽእ ዝተሓስበ ልዕሊ 33 ሚልዮን ብር ዝዋግኡ ወርቅን ባጤራ ሃገራት ወጻእን ከም እተታሕዘ ኮምሽን ጉምሩክ…
ርእሰ-ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣቶ ኦርዲን በድሪ፡ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣዉር ፡ ንልምዓታዊ ምንቅስቓስ ክልል ሃረሪ ብልምዓት ሓይሊ-ሰብን…
መንገዲ-ኣየር ኢትዮጵያ መዕለቢ ኣእጋር ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ዝዓይነተን ነፈርቲ ምልዋጥ ዘኽእሎ ስምምዕ ምስ ኩባንያ ኣፍራይ ነፈርቲ ቦይንግ ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕ፡…
ኢትዮጵያን እስራኤልን ርክባተን ኣብ ህንጸት ሰላምን ልምዓትን ኣሐይለን ይሰርሓ ከም ዘለዋ ሚኒስተር ሰላም ኢትዮጵያ ብናልፍ ኣንዱኣለም ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ሰላምን ኤምባሲ…
ሎሚ ካብ ስዑዲ-ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ብዝተገብረ ሰለስተ ዙር በረራታት-ኣየር ኣብታ ሃገር ብዘይ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ክነብሩ ዝጸንሑ ብሓፈሻ 1,065 ኢትዮጵያውያን…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻእን ኢትዮጵያ ኣቶ ደመቀ መኮነን፡ ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ተዘራሪቡ። ኣብቲ ዝርርብ…
ዕጡቕ እስላማዊ ጉጅለ ኣል-ሸባብ ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዘይነበረ ኩነት ፡ ንኢትዮጵያ ምስ ሶማልያ ናብ ዘዳውባ ከባቢ ጥሒሱ ብምእታው ፡ መጥቃዕቲ…