ኣብ ብሪጣንያ፡ ኣብ ውሽጢ 15 ዓመታት ቊጽሪ ሕሙማት ሽኮርያ ብዕጽፊ ብምውሳኽ 5 ሚልዮን ከም ዝበጸሐ ብሰሉስ 11 ግንቦት 2021 ዝተዘርገሐ…
Browsing: Health
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ዝርከቡ ተመራመርቲ፡ ምጡን ዓቐን ኣልኮላዊ መስተ ተኽእሎታት ከቢድ ሓደጋ ሕማም ልቢ ብ20 ሚእታዊት ከጒድሎ ከም ዝኽእል ሓቢሮም።…
መዓልታዊ ሓደ ኲባያ ዝዓቐኑ ቀጠልያ ዝሕብሩ ኣሕምልቲ ምምጋብ፡ ንተኽእሎ ሓደጋታት ሕማም ልቢ ብ26 ሚእታዊት ከጒድሎ ከም ዝኽእል ሓድሽ ዝተኻየደ መጽናዕቲ…
ካብ 6 ክሳዕ 7 ሰዓታት ዝድቅሱ ሰባት፡ ካብቶም ልዕሊ ወይ ትሕቲ እዚ ሰዓታት ዝድቅሱ ብዝያዳ ንሓደጋ ሕማም ልቢ ከም ዝቃልዑ…
ክብደት ሰብነት ንምቕናስ እቲ ዝበለጸ መንገዲ፡ እትበልዖ መግቢ ቀስ ኢልካ ምብልዑ ምዃኑ ሓድሽ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ይሕብር። እቲ መጽናዕቲ ካብ ዩኒቨርስቲ…
ዝኽሰት ዘሎ ክሊማዊ ለውጢ፡ ብሰንኪ ጽገ ናይ ኣትክልቲ ዝልዓል ወቕታዊ ኣለርጂ ኣፍንጫን ጐረሮን ወይ ጒንፋዕ ጽገ፡ ብ60 ሚእታዊት ከጋድዶ ከም…
ብመሰረት ኣመሪካውያን ኪኢላታት ዘካየድዎ መጽናዕቲ፡ እንተወሓደ ፍርቂ ኩባያ ቡን መዓልታዊ ዝሰትያ ነፍሰጾራት ምስ ጠቕላላ ካፈይን ዘይወስዳ ነብሰጾራት ብምንጽጻር፡ ትሕቲ ክብደት…
ኣብ ዩኒቨርስቲ ኦሪጐን-ኣመሪካ ዝርከቡ ተመራመርቲ፡ ነዊሕ ዕድመ ክነብሩ ዝደልዩ መጻምድቲ፡ ቅድሚ ንድቃስ ዓራት ምድያቦም፡ ዘለዎም ግርጭት ክፈትሑ ወሳኒ ምዃኑ ኣብ…
ኣብ ኣመሪካ፡ ብሓደ ፋርማሲ ኣብ 260 ናይ ኢድ መንጽሂ ፈሰስቲ ኣብ ዝተገበረ መጽናዕቲ፡ ከባቢ 44 ዓይነት ናይ ኢድ መንጽሂ ፈሰስቲ፡…
ናይ ተፈጥሮ ድምጽታት፡ ከም ድምጺ የዕዋፍን ነጠብታ ማይን ዝኣመሰሉ ምስማዕ ንጥዕና ሰባት እወታዊ ብዝኾነ መንገዲ ከም ዝጸልዎ ሓድሽ ዝተኻየደ መጽናዕቲ…