ተክኖሎጅካዊ ትካል ማይክሮሶፍት፡ ንሰራዊት ኣመሪካ ዝተራቐቐ ተክኖሎጅካዊ ፍርያት ንምቕራብ ናይ 21.9 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ ጨረታ ከም ዝተዓወተ ተሓቢሩ። ንዝሓለፈ ክልተ…
Browsing: Science & Tech
ብሪጣንያ ድሕርቲ ኣብ መንጐ ኣውስትራልያን ዓርሞሸሽ ትካል ፈይስቡክን ኣጋጢሙ ዝቐነየ ዘይምስምማዕ፡ ኣባላት ሃገራት ጒጅለ-7 ኣብ ተማሳሳሊ ጒዳይ ሓባራዊ መረዳእታ ንክህልወን…
መስራቲትን ሓንቲ ካብ ሓለፍቲ ኣሃዱ ስነ-ምግባር ኣርቲፊሻዊ ብልሒ ትካል ጎግልን ዝኾነት ማርጋረት ሚሸል፡ ሕጊ ስራሕ ትካል ጢሒስኪ ብዝብል ምኽንያት ካብ…
ሃገራዊ ኪነ-በረራን ምምሕዳር ጠፈርን ኣመሪካ ብሓሙስ 18 ለካቲት 2021 ኣብ ፕላኔት ማርስ ሽድሽተ መንኮርኮር ዘለዎ ተሽከርካሪ ሮቦት ብዓወት ከም ዘዕለበ…
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ መንጎ መንግስቲ ኣውስትራልያን ዓርሞሸሽ ትካላት ተክኖሎጂን ዝተራእየ ዘይምቅዳው ዓለም ምሉእ ብኣንክሮ ዝከታተሎ ዘሎ ጒዳይ ኮይኑ ኣሎ።…
ናብ ምድሪ ገጹ ይወንጨፍ ከም ዘሎ ዝፍለጥ ኣፖፊስ ዝተባህለ ስፍሓት 300 ሜትሮ ዘለዎ ኣስተሮይድ፡ ዝጓዓዘሉ መስመር ስለ ዝዘበለ ኣብ 2068…
ኣብ ሃዋህው ምድሪ ኣብ ዘዘንቢ ኣብ ዓለም ለኸ መደበር ጠፈር መጽናዕቲ ከካይዱ ዝጸንሑ ሰለስተ ጠፈርተኛታት ድሕሪ 196 መዓልቲ ናብ ምድሪ…
ጆርጅ ዋሽንግተን ካርቨር ኣሜሪካዊ ሳይንቲስትን ምሁርን ኮይኑ፣ ዝያዳ ኣብ ፉል ብዝገበሮ ምርምር’ዩ ዝፍለጥ። ካርቨር ብተወሳኺ ኣብ ስነ-ፍልጠት ሕርሻ ብዝገብሮ ምርምር…
ሕጡብ ሓደ ካብቶም ኣብ ዓለም ዝሓሰሩን ብብዝሒ ንመስርሒ ህንጻታት እንጥቀመሎምን መሳርሒ’ዩ። እዚ ንህንጻታት ዝማርኽ ትርኢት ዘልብሶም ተሪር እምኒ፡ ሙቐት ናይ…
ክሳብ 15 ጥቅምቲ 2020 ብደረጃ ዓለም ልዕሊ 38,746,500 ሰባት በቲ ሕማም ተለኺፎም ኣለዉ። ካብዚኦም ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ግዳያት ቁጽሪ ልዕሊ…