ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣርባዕተ ዞባታት ዩክረይን ነበር ናብ ሩስያ ንኽጽንበራ ድሕሪ ዘካየድኦ ረፈረንደም ወግዓዊ ኣፍልጦ ዝህብ ሰነድ ከም ዝፈረመሉ…
Browsing: World News
ኣብ 2021፡ ብዓለም ደረጃ፡ 200 ዝበጽሑ ተጣበቕቲ ኣከባቢ ከም ዝተቐተሉ ዝገልጽ ሓበሬታ ካብ ኣሶሸይትድ ፕረስ ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቲ ሎሚ…
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ኣብዚ ቅንያት ዝጽደቖ ሓድሽ ንዩክረይን ዝተወሃበ ዓይነት ኣጽዋራት ከም ዝሓበረ ሎሚ 29 መስከረም ዝተዘርገሐ ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቲ ካብ…
መንግስቲ ሩስያ፡ ኣብ ልዕሊ ሻንቢቆ መተሓላለፊ ባህሪያዊ ጋዝ ብፍላጥ ከም ዝተገበረ ድሕሪ ዝተገመተ መጥቃዕቲ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ከም ዝጸወዐት ማዕከን…
ወተሃደራዊት ሄሊኮፕተር ኡጋንዳ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ኮንጐ ከም ዝወደቐት ኣፈኛ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኡጋንድ ምግላጹ ተፈሊጡ። እዚ ኣብ ኣሶሸይትድ ፕረስ ዝተዘርገሐ…
መንግስቲ ኣመሪካ፡ ኣብ ሩስያ ዝርከቡ ዜጋታቱ ካብታ ሃገር ክወጹ ደጊሙ ከም ዝጸወዐ ኣርቲ ገሊጻ። መንግስቲ ሩስያ ንዘውጸኦ ናይ ክተት ኣዋጅ…
ኢራን፡ ኣብ ልዕሊቶም ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ዒራቕ ዝመደበሩ ኢራናዊ-ኩርዳዊ ተቓዋሚ ጒጅለ ደብዳብ ከም ዘካየደት ኣልጀዚራ ሎሚ 28 መስከረም ኣብ ዝዘርገሓቶ…
መስራቲ ናይቲ ብፈይስቡክ ዝፍለጥ ዝነበረ ኣብዚ ግዜ ግን ስሙ ናብ ሜታ ለዊጡ ዘሎ ማርክ ዙከርበርግ፡ መጠን ሃብቱ፡ ኣብ ሓደ ዓመት…
ወራሲ ዓራት ንግስነት ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኮይኑ ከም ዝተሸመ ኣልጀዚራ ገሊጻ። እቲ ልኡል፡ ወላ’ኳ…
ኣብ ኩባ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ህቦብላዊ ማዕበል እታ ሃገር ትማሊ ረቡዕ 27 መስከረመ ጸልሚታ ከም ዝሓደረት ኣሶሸይትድ ፕረስ ገሊጻ። እቲ…